ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ነበር ኣሕመድ መሓመድ ማሕሙድ ሲላኒዮ ሎሚ ዓርቢ ኣብ መበል 88 ዓመት ዕድሚኦም ከምዝዓረፉ ቴሌቭዥን ሶማሊላንድ ኣፍሊጣ። ንሶም ኣብ 2010 ብድምፂ ህዝቢ ተመሪፆም ንሓሙሽተ ...
ኢጣልያ ኣብ ኣልባንያ ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት መጽንሒ ስደተኛታት ንምድላው ዘውጽኣቶ ፖሊሲ ሕጋዊ ዕንቅፋት ገጢሙዎ ኣሎ። ኣብ ከተማ ሮማ ዝርከቡ ዳያኑ'ታ ሃገር ነቲ ጉዳይ ናብ ቤት ፍርዲ ፍትሒ ሕብረት ...
ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ረቡዕ ትማሊ ረቡዕ ናብ ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ተመሊሶም ንኽልቲኦም ቤት ምኽርታትን ዋይት ሃውስን ብምብፃሕ ነቲ ንኻልኣይ ግዘ ዝዳለውሉ ዘለዉ መዝነቶም ዘለዎም ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ቅድሚ ትማሊ ረቡዕ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማሊላንድ ንኢዱ። ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ ብምኽንያት ኣብ ሶማሊላንድ ዝተሳለጠ ሰላማዊን ...
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዓለም ካልኣይ ቀታሊ ሕማም ኮይኑ ዘሎ ሕማም መንሽሮ ብዝምልከት ኣብ ኣመሪካ ንዝነብሩ ሕብረተሰብ ኣፍልጦ ኣብ ምዕባይ ዝነጥፍ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ በዓል ሞያ ሕማም መንሽሮ ዶ/ር ...
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ሎሚ ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ ውዒሉ። ዞባዊ ውጥሪ ኣብ ዝሓየለሉ እዋን፡ ኣድመጽቲ ፕረዚደንቶም ክመርጹ ውዒሎም ኣለዉ። ኣብ ሶማሊላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ድማ ዝሰዓረ ...
ኣብ ወረዳ ኣሙሩ--ሆሮ-ጉዱ ዞባ ወለጋ ተኣሲሮም ዝርከቡ ኣስታት 130 ዜጋታት ሸውዓተ ኣዋርሕ ሓሊፉ ዛጊት ናብ ቤት ፍርዲ ዘይምቕራቦም ስድራቤቶም ኣዝዮም ከም ዝተሻቐሉ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ...
ነበርቲ ምብራቕ ጎጃም፡ ብቐንዱ ድማ ከተማ ዝቢስት ንድምጺ ኣመሪካ ከም ዝሓበሩዎ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ካብ ሓይልታት መንግስቲ ብዝተተኰሰ ድሮናት ብውሑዱ 43 ሞይቶም ብዙሓት ድማ ቆሲሎም። ኣብ ሰሜን ...
ኣብ 2010 ናብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ዝመጸት ሰላም ርእሶም፡ በይና ኮይና ቆልዓ ክተዕቢ ከቢድዋ`ኳ እንተነበረ ድሒሩ ግን ትምህርቲ`ውን እናኸደት ነቲ ከም ኣተኣናጋዲት ኮይና ትሰርሓሉ ዝነበረት ቤት ...
ወፍሪ ጎስጓስ ምርጫ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ትማሊ ሰንበት ብወግዒ ተዛዚሙ’ሎ። ሰለስቲኦም ሰልፍታት ኣብ ምልእቲ’ታ ሃገር ወፍሪ ምርጫ ዘካይድሉ ሓደ መዓልቲ’ዩ ኔርዎም። ብመሰረት ወግዓዊ ከይዲ ...
ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ከባቢኣን ዝነብሩ ትውልደ-ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣምሓራ ይፍፀም’ሎ ዝበልዎ ምጥሓስ ሰብኣዊ መሰላትን በደልን በብመዓልቱ እናበኣሰ ይኸይድ ኣሎ ብምባል ትማሊ ሰንበት ...